skip to main
|
skip to sidebar
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur
No posts.
No posts.
Home
Subscribe to:
Posts (Atom)
Followers
About Me
መ ዝሙር ዘ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግሪና mezmur in tgriyna
ጥንታዊትን ሐዋርያዊትን ዝኾነት ቅድስት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ሃገርና ንዘለዋ ርቱዕን ሃብታምን ጸጋ አብዚ ዘለናዮ ክበጽሕ ክቡራት ሊቃውንቲ አቦታትና በብዓውዱ ነቲ ካብ ዓይኒ ማይ ጎይታ ንዝተቐድሔን ሐዋርያት መጀመርያ ዝሰተይዎን ንዓለም ዘስተይዎን ጽሩይ ማይ ህይወት። በብዘመኑ’ውን ዝተንሥኡ ሊቃውንቲ ዘስፍሕዎ ትምህርቲ ከም ዘለዎ ንዘመናት ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክቅጽልን ካብ ክርዳድ መናፍቓንን ማይ ብሑቕ ፈሪሳውያንን ተዓቒቡ ክጸንሕን ዝገበረቶን እትገብሮ ዘላ ጻዕርን አዚዩ ብዙሕ ስለዚ ትምህርተ ሃይማኖት ። ሥርዓትን ባህልን ትውፊትን ቤተ ክርስቲያን ። ብግቡእ ከይተበረዘን ከይተኸለሰን ምስ ካልእ ኑፋቄያዊ ሓሳባትን ትምህርትን ከይተሓወሰ ቤተ ክርስቲያን ብግቡእ ክትግልገልን ከተገልግልን። አብ ግራት መእመናን ቀድዩ ጥዑም ፍረ ክህብን መእመናን በቲ ቅኑዕ ዝኾነ ሃይማኖትን ሥርዓትን ቤተ ክርስቲያን ጸኒዖም ንኽርከቡን ፣ዝኾነ ናይ ቀኖና ይኹን ዶግማ ዘማ ዘህለው መዛሙር
View my complete profile